Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 721 ሺሕ ፓስፖርት ተሓቲሙ ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ገቢ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ 10 ቢሊየን ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሓሲቡ 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ምእካብ ከምዝተኽኣለ ገሊፀን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ለዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቡክሌት ናብ ሃገር ብምእታው ልዕሊ 721 ሺሕ ፓስፖርት ተሓቲሙ ከምዝተኻፈለ ኣብሪሀን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.