Fana: At a Speed of Life!

ስለሺ ስህን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ስለሺ ስህን ካብ 26 ድምፂ 11 ድምፂ ብምርካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ።

አትሌት ስለሽ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተመሪፁ ዘሎ፡፡

እቲ ኣትሌት ንሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ብምትካእ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ፌዴሬሽን ብፕሬዚዳንትነት ክመርሕ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.