Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ህፃናት ብብርኪ ዓለም ንመበል 35 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 19 ግዘ ኣን ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ ዕለት “ህፃናት ዝብሉዎ ኣለዎም ነድምፆም!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ሰገናት፣ ተምሃሮ፣ ወለዲ፣ ተወከልቲ ፓርላማ ህፃናት፣ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልላትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተሳተፉ ሓበሬታ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.