Fana: At a Speed of Life!

ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ምህላዉ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝሓበርዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ዝተሰርሑ ዓመታዊ ስራሕቲ ዝግምገመሉ ዕለት ኢዩ።

“ሁሉም የመንግሥት ተቋማት ዕቅድ ማውጣት፣ የክንዋኔውን ሁኔታ ግብ ተኮር በሆነ፣ በቁጥር በሚለካ እና ሊመዘን በሚችል መንገድ ለሕዝብ ይፋ ማድረግ ይጠበቅባቸዋል” ሲሉም ገልፀዋል።

ኩለን ትካላት መንግስቲ ትልሚ ምውፃእ፣ ፍፃመ መደባተን ሸቶ ተኮር ብዝኾነ፣ ብቑፅሪ ክዕቀንን ክምዘንን ብዝኽእል መገዲ ንህዝቢ ዕላዊ ክገብራ ትፅቢት ይግበረለን እውን ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.