Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ከባቢያዊ ጉዳያት ብሓር ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ከትናንት በስቲያ ቃለ መሃላ መፈጸማቸው ይታወሳል።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ምዕዋቶም ይዝከ%ር።

ኣብ ወርሒ ነሓሰ ቃለ ማሕላ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዝነበሩ ኑኩሩንዚዛ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብምኽኒያት ሕማም ልቢ ሃንደበት ህይወቶም ከምዝሓለፉ ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.