ኢትዮጵያ መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ለካቲት 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡
ኢትዮጵያ እዚ ኣኼባ ከምተተኣናግድ ዝተገለፀ፤ ኣብ መበል 22 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣመልኪቱ።
እቲ ኣኼባ ኣብ ኩለመዳይ ዞባዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ልምዓትን ዝዝቲ ኢዩ፡፡