Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡

እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ኣመልኪቱ፡፡

ክብረወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ብኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ ተታሒዙ ምፅንሑ ይፍለጥ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.