Fana: At a Speed of Life!

ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ 2017 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ብስሩዕ ፕሮፐግራም ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩንቨርስቲታት ትምሀርቶም ምክትታል ዘኽአል መሕለፊ ነጥቢ ዝረኸቡ ተምሃሮ ምደበኦም ካብዚ ሰዓት ጀሚሩ ዕላዊ ኮይኑ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ዩንቨረስቲታት ብመሰረት ዘመሓላልፍኡ ፃውዒት ምዝገባ ንክከታተሉ መልእኽቱ ዝገለፀ እቲ ሚኒስቴር፥ ናት ትካል/ምደባ ዩንቨርስቲ ይቀየረለይ ሕቶ ከምዘይቕበል ገሊፁ።

https://placement.ethernet.edu.et

https://t.me/moestudentbot

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.