Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ንምዝርራብ ፅቡቕ ዕድል ረኺብና” ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.