Fana: At a Speed of Life!

መሳይ ተፈሪ ግዚያዊ ኣሰልጣኒ ዋሊያታት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳይ ተፈሪ ንገብረመድህን ሃይለ ብምትካእ ግዚያዊ ዋና ኣሰልጣነኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ኮይኑ፡፡

ብመሰረት እዚ ኣሰልጣኒ መሳይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ትገብሮም ፀወታታት ንኽመርሑ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ወሲኑ፡፡

ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈራ ንዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ምኽትል ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን እናገልገለ ምፅንሑ ካብቲ ፌደሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.