Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ንኸሃድእ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ዝሃድአሉ ኩነታት ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣረጋጊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንጉሆ ምስ ፕሬዚዳንት ኢራን መስዑድ ፔዥሺካን ኣብ ክልታዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊፆም፡፡

“ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ወጥሪ ዝሃድአሉ ኩነታት ንምሕጋዝ ድልውቲ ምዃና ገሊፀ” ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.