Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉ መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ብዕፁው ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉበኣ ብሪክስ እናተጠናኸረ ኣብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንሚዛናዊ ልምዓትን ድሕንነትን ዓለም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዕፁው ከምዝተኻደ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡

ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መደረ ኣስሚዖም፡፡

ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ናብ ብሪክስ ክፅምበራ ካብ ሞንጎ ዝተዓደማ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ይፍለጥ።

ነዚ ስዒቡ ድማ ካብ 2024 ጀሚሩ ምንቅስቓስ አባልነታ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.