Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቸልሲን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡

ብመሰረት እዚ ማንቸስተር ሲቲ ናብ ሞሊኒዮ ስታዲየም ስታዲየም ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 10 ክትገጥም ኢያ፡፡

ብኻሊእ መዳይ ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ ኣንፊልድ ሮድ ንቸልሲ 12፡30 እተተኣናግደሉ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

ኣብቲ ፀወታ ሊቨርፑል መሪሕነት እቲ ሊግ ንምሕላው ምስ ቸልሲ ከቢድ ንሕንሕ ክትገብር ኢያ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.