Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ትካላት ድሕንነት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ትካላት ድሕንነት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ ኣብ ዘላ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ዝሳተፉ ዘለዉ ኣጋይሽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ዑደት የካይዱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ሎሚ እውን ኣብ ምምሕዳር መረብ ድሕንነትን ኢንፎርሜሽንን ዑደት ገይሮም።

ኣብ ካልኦት ትካላት እውን እቲ ዑደት ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.