Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ አቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷ ንስድድራ መዋቲ፣ ንመሳርሕቶምን ዘመድ ኣዝማድን ፅንዓት ተመኒዮም፡፡

ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ብዘጋጠሞም ሕመም ምኽንያት ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.