Fana: At a Speed of Life!

ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠሙ ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህተ ኣገንዚቦም።

ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓድነት፣ ሓዱሽ ሓሳብን ብሩህ ተስፋን ንብልፅግናና ቁልፊ መሰረታት ኢዮም ኢሎም፡፡

“ነዚ ድማ ኣረኣእያና ብርሃን፣ ተግባርና ሓቂን ፍልጠትን፣ መብፅሒና ድማ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢዩ” ክብሉ ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.