Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ከምዝተመያየጡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ገሊፆም፡፡

ምሕዝነት ሕብረት ኣውሮፓ ብዝበለፀ ምድንፋዕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዝውገኑ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ኣብ ዝቕፅሉሉ ኩነታት ጠሚቶም እውን ተስማዕሚዖም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.