Fana: At a Speed of Life!

መርከበኛታት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከበኛታት ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዘለዉሉ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም።

“ሰንደቕ ዕላማማን ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 17ኛ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ባሕረኛታት ኣብ ባሕሪ ኣብ ዘለዉሉ ቦታ ኮይኖም ኣኽቢሮም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.