Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ(ጂአይቴክስ ግሎባል 2024)  ትሳተፍ ኣላ።

ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ 180 ሃገራት ይሳተፋ ከምዘለዋ ተገሊፁ።

ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ማእኸል ንግዲ ዝተኸፈተ “ጂአይቴክስ 2024” ኣብ ዓለም ንመበል ራብዓይ ግዘ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ፥ ካብተን ሃገራት ዝተውፃእፅኡ መራሕቲ፣ ኣማዕበልቲ ቴክኖሎጂ፣ ስፓርት ኣፓትን ፅዕንቶ ፈጠርቲን በድምር ልዕሊ 200 ሺሕ ተሳተፍቲ ተረኺቦም።

ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ትእግስት ሃሚድን ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)ን ይሳተፉ ኣለዉ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.