Fana: At a Speed of Life!

ቶዮ ሶላር ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቻይና ዝኾነ ቶዮ ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ሓይሊ ፀሓይ ንምፍራይ ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተፈራሪሙ፡፡

እቲ ኩባንያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሃዋሳ ሶላር ኢነርጂ መፍረዪ ፋብሪካ ንምህናፅ ዘኽእሎ ፍቓድ ከምዝረኸበ ተገሊፁ፡፡

እቲ ፋብሪካ ተሃኒፁ እንትዛዘም በቢወርሑ ልዕሊ 15 ነጥቢ 5 ሚሊዮን መሳርሒታት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ከፍሪ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.