Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ግዘ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መድላዋት ይኽበር ኣሎ።

መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.