Fana: At a Speed of Life!

ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መስ ምምሕያሽ ሲስተም ተዛሚዱ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ዓማዊል  ነዚ ፈሊጡ ኣድላዪ መድላው ንክገበር ኣተሓሳሲቦም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.