Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምፅራይ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ኣቢጃን ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቐዲሞም ናብ ኮትዲቯር አቢጃን ከምዝተጎዓዙን ልምምድ እናገበሩ ከምዝፀንሑን ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.