Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ብምርግጋፅ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝምዝገብ ዘሎ ዓወት ስዒቡ ምግቢ ውሕስና ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ።

Africa IOA ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብምግባ ዓርሰን መስ ዝኸኣላ ዝበለፃ ሃገራት ጎኒ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒባ ካልኣይ ደረጃ ኣቐሚጡዋ።

ሞሮኮ፣ ኣልጄሪያ፣ ናይጄሪያ፣ ጋቦን፣ ርዋንዳ፣ ጋና፣ ሴኔጋልን ናሚቢያን ብቕደም ሰዓብ ካብ ሳልሳይ ክሳብ ዓስራይ ደረኛ ሒዘን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.