Fana: At a Speed of Life!

መበል ሓምሻይ ብሄራዊ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ብሄራዊ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ ።

እቲ ወርሒ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም  “ደሕንነት ቁልፊ መሰረተ ልምዓት ንዲጂታል ሉእላውነት” ብዘበልዕ መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር ተባሂሉ።

ከም ሃገር ካብ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ በቢዓመቱ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ እቲ ወርሒ ብብርኪ ዓለም ሎሚ ዘበን ንመበል 21 ጊዘ ይኽበር ምህላዉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.