Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበር ስፔሻሊት ቡን ጃፓን ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ፡፡

እቲ ዓውደ-ምርኢት ዘጀመሩ ኣብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን፣ ፕሬዚዳት ማሕበር ስፔሻሊቲ ቡን ጃፓን፣ ኣምባሳደራት ለኣኽቲ ቡን ሃገራትን ተወከልቲን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ቶኪዮ ቢግ ሳይት እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ኢትዮጵያ ብስፍሓት እናተሳተፈት ከምዝኾነት ሓበሬታ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ጃፓን የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.