Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ዝተረፈን ዳግማይን መረፃ ዝተዓወቱ ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም።

እቶም ኣባላት ኣብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌን ማእኸላይ ኢትዮጵያን 16 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ዝተመረፁ ከምዝኾኑ ተገሊጡ፡፡

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)ን ኣብ ዝተረኸቡሉ÷ እቶም ኣባላት ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም፡፡

ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት እቲ ቃለ-ማሕላ ከምዘፈፀሙ ሓበሬታ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.