Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ጋንታታት ኢትዮጵያን ዑጋንዳን ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ምስ ኡጋንዳ ክትፃወት ኢያ፡፡

ምድላው እናገበረት ዝፀንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ታንዛኒያ ስታዲየም ኬ ኤም ሲ ልምምድ ገይራ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ስታዲየም ኣዛም ኮምፕሌክስ ሰዓት 12 ፈላማይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ኡጋንዳ ከምትገብር ዝወፅ መርሃ ግብሪ ኣመልኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.