Fana: At a Speed of Life!

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ዓመታዊ ደገፍ ዕጥቂ ስፖርት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ  ክልል ትግራይ ዓመታዊ ደገፍ ዕጥቂ ስፖርት ኣበርኪቱ።

ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተስፋይ አስገዶም(ዶክተር)ን በዓል ሞያ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ተስፋዬ ይፍሩን ብሓባር ብምዃን ኣብ ከተማ መቐለ እቲ ዕጥቂ ኣረኪቦም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ክልል ትግራይ ኣይተ ሃፍቶም በርሀ፥ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ አመስጊኖም ተረኪቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.