Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ኣብ ስነ ሰርዓት ምኽባር እቲ በዓል፥ ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር፥ ሳዕስዒታት፣ ባህላዊ ምግብታትን ዝተፈላለዩ ምድላዋተን ይካየዱ ኣለዉ።

ሰሙን ኢሬቻ ምኽኒያት ብምግባር ፓነ ዘተ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣባገዳታት ስርዓት ምረቓ ከምዝገበሩ ኣብተን ክፍላተ ከተማ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.