Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ሓገዝ ክግር ኢየ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንተተኣናግዶ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ውድብሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ፡፡

ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣብ ኢትዮጵያ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ራሚዝ ኣልካባሮቭ (ዶ/ር)ን እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ተዛቲዮም፡፡

ኣብቲ እዋን ዘተ እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ እተን ሚኒስትር ገሊፀን፡፡

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 600 ተሳተፍቲ ከምዝርከቡዎ ትፅቢት ዝግበረሉ ጉባኤ÷ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ሃፍቲ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ከምዝውገን ምግላፀ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ራሚዝ አልካባሮቭ (ዶ/ር) ብግደኦም ኢትዮጵያ እዚ ዓብዪ ዓለም ለኸ ጉባኤ ንምትእንጋድ ዝወሰደቶ ልኡኽቶ ብምንኣድ÷ እቲ ጉባኤ ዕዉት ንኽኸውን ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.