Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ኣረጋውያን ብብሄራዊ ደረጃ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ንመበል 33 ግዘ “ክብሪን ፍቕሪን ንኣረጋውያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጋምቤላ እናተኸበረ ይኽበር ኣሎ፡፡

ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሂክማ ከይረዲንን ብሄራዊ ማሕበር ኣረጋውያንን ጡረተኛታትን ኢትዮጵያ ሓዊሱ መሓዙት ኣካላት ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር ተረኺቦም።

እቲ ስነ-ስርዓት ብእግሪ ጉዕዞ ከምዝተጀመረን እቲ ዕለት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ከምዝርከብ ሓበሬታ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣመልኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.