Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡

ከካብ ወረዳኡ ዝተውፃእፅኡ ተሳተፍቲ ብተወሳኺ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ትካላት ሃይማኖት፣ ሲቪክ ማሕበራት፣ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀሰባት፣ ዝተፋለዪ ትካላትን ማሕበራትን ከምኡ እውን ተወከልቲ ኣካላት መንግስቲ ተረኺቦም።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.