Fana: At a Speed of Life!

ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።

ሃገሬ ኢቨንትን ፕሮሞሽንን ተሰናዲኡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ  ኣብ ዝሳለጥ ኤክስፖ ኢሬቻ 2017፥ ፓነል ዘተ፣ ኮንሰርት ሙዚቃ፣ ባዛርን ወዘተን ከምዝካየዱ ተገሊፁ።

ልውውጥ ባህሊ፣ ፈታዊ ዝራኸበሉን ዝህደሰሉን ከምኡውን ባህላዊ ኣልባሳት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ዝቐርቡሉ ከምዝኾነ ተዘሪቡ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.