Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይገበር ኣሎ።

እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” ብዝብል መሪሕ ቃል 25 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆራ ፊንፊኔ፣ 26 መስከረም 2017 ድማ ኣብ ቢሾፍቱ ሆራ ኣርሰዴ ክኽበር ኢዩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብመሰረት ዘቕረብዎ ፃውዒት፥ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብቲ በዓል ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.