Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ        

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፥ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ብምቕራፅ ከተማታት ንነበርተንን ሃወፅተንን ምቹኣት ንምግባር ናይ ዝስራሕ ተግባር ኣካል ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እቶም ካሜራታት 70 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ከምዘለዎም ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.