Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ።

ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስሴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ይርከብ።

ኣብቲ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ይርከቡዎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.