Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ዕንቅፋት ብምፍጣሩ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበላ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ።

መተሓላለፊ ነዳዲ ኣብ ዘለዉዎም ከባቢታት ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄምቲ) ዝምራሕ ጉጅለ ዕጡቕ ተውዋሪ ሓይሊ ሱዳን ብምህላዎም እቲ ፀገም ከመዘበኣኣሶ ተሓቢሩ።

እዚ ፀገም ንምፍታሕ ኣብ ጁባ ዝዘተዩ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲትን ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል አብደል ፈታህ አል-ቡርሃን ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር በቲ ኲናት ጉድኣት ከምዘተኣናገደ ገሊፆም።

እቶም መስመራት መመሓላለፊ ናዲ ንምፅጋን ምቹው ኩነታ ብዘይምህላዉ እቲ ፀገም ከምዘበኣኣሶ እውን ኦል ኣፍሪካ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.