Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ግዝኣት ከይበር ፓክቱንክዋ  ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ።

ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ሓዊሱ ካልኦት ልኡኻት ዘካተተ ዲፕሎማቲክ ኮንቮይ፥ እቲ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።

እቲ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ዘውገዘት ኢትዮጵያ፥ ንህዝቢን መንግስቲን ፓኪስታን ምፅንዕናዕ ምምናያ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.