Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ቤሩት ብዝፈነወቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።

እስራኤል ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ሂዝቦላ ዝኾነ ኢብራሂም ኣቂል ዒላማ ብምግባር እቲ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃና ፍልፍላት ድሕንንት ሊባኖስን ራዲዮ ሰራዊት እስራኤልን  ሓቢረን።

በቲ መጥቃዕቲ ካብቲ ኣዛዚ ብተወሳኺ ሸሞንተ ሰባት ዝተቐተሉ እንትኾኑ÷ ካልኦት 59 ሰባት ከምዝቖሰሉ ንሚኒስቴር ጥዕና ሊባኖስ ብምፅራሕ ሬውተርስ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.