Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኮርፖሬሽን ኤርፖርትታት ዛምቢያ ሽልማት ኣፍልጦ ረኺቡ።

እቲ ሽልማት ዝተውሃበ እቲ ኮርፖፐሬሽን መበል 35 ዓመት ምስረትኡ ኣብ ዘኽብረሉ መርሃ ግብሪ እንትኸውን፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘበርከቶ ልዑል ኣገለግሎትን ሽርክና ስራሕን ኣፍልጦ ከምዝተውሃቦ ተገሊፁ።

እቲ ሸልማት ንምዕባለ መዕልቦ ነፈርቲ ዛምቢያ ብተጓዓዝቲን ኣገለግሎት ፅዕነትን ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦን ዘይተቛረፀ ደገፍን መርኣያ ኢዩ ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.