Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልልን ሃገርን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ከልል ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ።

ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (Eyes) ዘዳለዎ መድረኽ ሽልማት እንትኸውን፥ ኣብ ሻምናይን 12ን ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ንፉዓት ተምሃሮ ኢዩ ሽልማት ዘበርክት ዘሎ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ረእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ፣ ስድራ ተምሃሮን ተሸለምቲን ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.