Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንኽተተኣናግድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ኢትዮጵያ ንኽካየድ ወሲኑ፡፡

እቲ ጉባኤ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ይኹን እምበር÷ እታ ሃገር ክተተኣናግድ ከምዘይትኽእል ምግላፃ ስዒቡ ኢትዮጵያ እቲ ጉባኤ ንምትእንጋድ ዘቕረቨቶ ሕቶ ካፍ ኣፅዲቑዎ፡፡

ብመሰረት እዚ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ምግላፁ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.