Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ዱ ዢአዎሂ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ መትሕብባር ክብ ንምባል ዘኽእሉ ዕድላት ከምዘርከበ ሓቢሮም።

ቻይና ንልምዓት ኣፍሪካ ምድጋፋን ንሓበራዊ ረብሓ ምስርሓን ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም።

ኣብቲ ማዕቐፍ መስ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ከምዘለዉ ገሊፆም።

ቻይና መሪሕ ተልሚ 10 ዓመት ኢትዮጵያ ከምእትድግፍ ኣፍሊጦም።

ብኣፈወርቅ እያዩ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.