Fana: At a Speed of Life!

3 ጳጉሜን – መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ጳጉሜን – መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ሲዳማ፣ ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ ዕለት “ህብር ንኹለመዳያዊ ሉኣላዊነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣከባብራ እቲ ዕለት ብፓናል ዘተን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታትን ኢዩ ዝኽበር ዘሎ፡፡

እቲ ዕለት ኣለውጢ ዓመታት ንሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ዝፈታተኑ ፈተናታት ብምፅር ሓድነትን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምፅናዕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብምሕሳብ እናተኸበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.