Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤይጂንግ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሲሲሲሲ ከተማታት ኢትዮጵያ ብምዝማን ዝተፃወቶ ሚና ምንኣዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቻይና ሓዊሱ ናይ ካልኦት ሃገራት ቱሪስታት ብስፍሓት ናይ ምስሓብ ትልሚ እውን ንምግባር ሆቴላት፣ መዕርፎ ነፈርቲን ተዛመድቲ ኣገልግሎታትን ምህናፅ ቁልፊ ከምዝኾነ ኣዘኻኺሮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.