Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 31 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 31 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ብተወሳኺ ኣብ ለዕሊ መንበሪ ኣባይቲን ነብረትን ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።

ኣቐባሊ ቃል ሲቪል መከላከያ ሱዳን ቁሬሺ ሁሴን፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ ሸነኽ ሰሜን እታ ሃገር ብዘጋጠመ ሓያል ውሑጅ 31 ሰባይ ሞይቶም ምባሎም ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ።

ኣብዚ ወርሒ ኣብታ ሃገር ብዘጋጠመ ልዑል ዝናብ ልዕሊ 317 ሺሕ ሰባት ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዘስዓበሎም ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.