Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢፌዲሪ ሳህለወርቅ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱል ካማራን (ዶ/ር) ኣሰናቢተን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ÷ እቶም ተወካሊ ኣብ 7 ዓመታት ፃንሒቶም ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርከቱዎ ልዑል ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪበን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.