Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢት ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኤጀንሲ መረጋገፂ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም 114 ሺሕን 600 ተምሃሮ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ከምዝወሰዱ ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ታደሰ ካሕሳይ (ዶ/ር ) ተዛሪቦም፡፡

ፈተና ካብ ሞንጎ ዝወሰዱ ተምሃሮ 96 ሚኢታዊ ዝኾኑ መሕለፊ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ኣመልኪቶም።

ኣብቲ ክልል 1 ሺሕን 129 መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣቢያተ ትምህርቲ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዘፈተና ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.