Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ስልጤ ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ ንምቕፃል ዘኽእል ዑደት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ ንምቕፃል ዘኽእል ዑደት ተገይሩ።

ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰልጤ ዓሊ ከድርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ዕላማ እቲ ዑደት፥ ተጀሚሩ ዝተቛረፀ ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ መሊስካ ምጅማር ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.